(VOA) መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ – ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

http://m.tigrigna.voanews.com/a/2529193.html

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ – ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

21.11.2014 18:06

image

Ambassador Girma Asmerom

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም፡ ካብ ሰላም ዘላ ሃገር መጺኦም ብኢትዮጵያ ክሓልፉ ንዝደልዩ ኤርትራውያን፡ ኣብ ካምፕታት ኣእቲኻ፡ ስደተኛታት`ዮም ኢልካ ካብ ኣህጉራዊ ጉዳይ ስደተኛታት ገንዘብ ምድላብ ኣምር ዝሰሓተ`ዩ ኢሉ።

IMG_20141107_193605
ኣተሓሒዙ UNHCR ኣብ ክንዲ ተሓባባሪ ምዃን ፡ነቲ ዝግበር ምድንጋር ክምርመሮ ይግባእ ኢሉ።

ናብ ኤርትራ`ውን ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ይኣትዉ ኢዮም፡ እንተኾነ ናብ ዝደለይዎ ክሓልፉ ናጽነት ስለእንህብ፡ ካምፕታት ኣስሪሕና ገንዘብ ኣይንሽቅጠሎምን ኢና ኢሉ ኣምባሳደር ግርማ።

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Posted from WordPress for Android

Leave a Reply

Please log in using one of these methods to post your comment:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s